ብዛዕባና

ትግራይ ሚዲያ ሃውስ ብ501 C ሕጋዊ ምዝገባ የዝተገበረሉ አትራፊ ዘይኮነ፣ ህዝቢ ምፍላጥ፣ ምዝታይ፣ ምንቃሕን ምሕታትን መሪሕ  ቃሉ ገይሩ ዝሰርሕ ናይ ሚድያ ትካል ዩ። ደረጅኡ ዝሓለወ፣ ዝለዓለ ፅሬት ዘለዎን ኣዝዩ ፈጣሪ ተፅዕኖ ትሕዝቶ ዘለዎ ሚድያ ብምድላው ከም መባፅሒ ሳተላይት (streaming) ቴሌቪዥን፣ ዲጂታል ሚዲያ ከምኡ ውን ማሕበራዊ ሚዲያ ዝበሉ ዝተፈላለዩ ሜላታት ናብ ህዝቢ ተበፃሒ ዝገብር ትካል ዩ።

ራእይ

መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ኣብ ኢትዮጵያ ውሽጢ ኾነ ኣብ ወጻኢ ኣዝዩ ሰፊሕን ተኣማኒን፣ ደረጅኡ ዝሓለወ፣ ዝበለጸ ጽሬት ዘለዎ ከምኡ ‘ውን ጽዕንቶ ፈጣሪ ዝኾነ ትሕዝቶ ሚዲያ ብዝተፈላለዩ መሳለጥያታት ብምፍናው ስትራቴጂካዊ ረብሓ ህዝቢ ትግራይ፣ ኢትዮጵያን ህዝቢታት ምብራቕ ኣፍሪካ ዘሰጉምን ተሰማዕነት ዘለዎ ትካል ሚዲያ ምዃን እዩ።

Email:  admin@tmhtv.org
Phone +1 202-981-8618

Address 100 M St SE Building Suite # 600, WASHINGTON , DC 20003

Share This