ቴሌቪዥን ትግራይ ሚዲያ ሃውስ TMH tv

በዚ ዝስዕብ ሓዱሽ ኣድራሻ ወይ ድማ ፍሪኮንሲ ኣገልግሎት ሳተላይት ቴሌቪዥን TMH tv ክትከታትሉ ከም እትኽእሉ ክንሕብር ንፈቱ:: ስያመ እቲ መስመር (channel) ጊዜያዊ ከምዝኾነን ብኸይዲ ከም ዝቕየርን ነፍልጥ።

Satelite : Nilesat
Frequency: 12646
Polarization: H
Symbol Rate: 27500
FEC : Auto

Share This