ቀንዲ ጉጅለ ዲያስፖራ ሓይሊ ትምክሕቲ ምዃኑ ዝፍለጥ ” ቪዥን ኢትዮጵያ” ንውሳነ ኣብዪ ኣሕመድ ዝቃወም መግለፂ ምውፅኡ ተሓቢሩ።

ዋሺንግተን ዲሲ: 01 ጥሪ 2014 ዓ/ም (TMH) ፋሽሽታዊ መራሒ አብዪ ኣሕመድ ኣብዚ ቅንያት ብፅዕንቶ ደጋውያን ሓይልታት…

እቲ ህዝቢ ከፅንትን ክሰርቕን ናብ ትግራይ ዝወረረ ውልቀ መላኺ መንግስቲ ኤርትራ ኲናት ትግራይ ናብ ኤርትራ ዘቕንዐ ነይሩ ክብል ፃዕዳ ሕሶት ክሰብኽ ከም ዝተሰምዐ።

ዋሺንግተን ዲሲ: 01 ጥሪ 2014 ዓ/ም (TMH) ኣብቲ ንከባቢ ስለስተ ሰዓታት ዝተዛረቦ ሃለውለውን ክሑን ፅልእን ዝተሓዋወሶ…