BLOG

ፋሺስታዊ ስርዓት ኣብዪ ኣሕመድ ኣብ ትግራይ የካይዶ ኣብ ዘሎ ተደጋጋሚ መጥቃዕትታት ድሮን ኣብ ዝሓለፉ 10 መዓልታት ጥራይ ልዕሊ 300 ሰላማውያን ሰባት ከም ዝሞቱ ተሓቢሩ።

ኣብዪ ኣሕመድን መሻርኽቱን ናይ ሰላም ድሌት ዘይብሎምን፣ እቲ ኣረመናዊ ተግባራቶም ኣጠናኺሮም ምቕፃሎምን ስዒቡ፡ ህዝቢ ትግራይ መኸትኡ…

ፋሽሽታዊ ስርዓት ኣብዪ ኣሕመድን መላፍንቱን ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝፍፅምዎ ዘለዉ ምፅናት ዘርኢ ጠጠው ንምባል ኩሉ መንእሰይ ትግራዋይ ክኸትት ይግባእ ተባሂሉ።

ወታደራት ኣብዪ ኣሕመድ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ ታሕሳስ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 175 መናእሰይ ከተማ ቦራ ብጅምላ…

On Day Biden Calls Ethiopia’s Leader to Urge Peace, a Drone Strike Kills 17

The attack came days after over 50 people were killed in a strike on a refugee…

Continue Reading

ኣገልጋሎትን ትካላትን ጥዕና ትግራይ

ቀንዲ ጉጅለ ዲያስፖራ ሓይሊ ትምክሕቲ ምዃኑ ዝፍለጥ ” ቪዥን ኢትዮጵያ” ንውሳነ ኣብዪ ኣሕመድ ዝቃወም መግለፂ ምውፅኡ ተሓቢሩ።

ዋሺንግተን ዲሲ: 01 ጥሪ 2014 ዓ/ም (TMH) ፋሽሽታዊ መራሒ አብዪ ኣሕመድ ኣብዚ ቅንያት ብፅዕንቶ ደጋውያን ሓይልታት…

እቲ ህዝቢ ከፅንትን ክሰርቕን ናብ ትግራይ ዝወረረ ውልቀ መላኺ መንግስቲ ኤርትራ ኲናት ትግራይ ናብ ኤርትራ ዘቕንዐ ነይሩ ክብል ፃዕዳ ሕሶት ክሰብኽ ከም ዝተሰምዐ።

ዋሺንግተን ዲሲ: 01 ጥሪ 2014 ዓ/ም (TMH) ኣብቲ ንከባቢ ስለስተ ሰዓታት ዝተዛረቦ ሃለውለውን ክሑን ፅልእን ዝተሓዋወሶ…

ትግራይ ሚድያ ሃውስ፡ ይሓግዙ

Subscribe to our newsletter

ዕለታዊ ዜና

Sudan has Quickly to Appoint New Prime Minister: Al-Burhan

January 3, 2022 (KHARTOUM) – Abdel Fattah al-Burhan Head of the Sovereign Council and army Commander-in-Chief,…

Continue Reading